Breaking News

ኣብ ኬንያ ዝተራእየ ውርደት ኢሳያስ ሕስረት ኤርትራውነት’ውን ኢዩ።

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብፕረዘደንት ዊልያም ሩቶ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት፡ ናብ ኬንያ ምብጻሕ ከምዝገበረን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሕቶታት ክልተኣዊ ውዕላት ከምዝተፈራረመን ዝገልጽ ሓበሬታ፡ [...]

ብዙሕነት`ዶ ህዝባውነት

ዓለም-ለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ካብ ዝብገስ ኣትሒዙ ብዝተፈላለዩ ብድሆታት ክፍተን ጸኒሑ ኣሎ። እዚ ፈተነታት`ዚ፡ ኣሽንኳይዶ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ንነዊሕ ዝጸነሐ ሰብ፡ እቲ ንመጀመርያ [...]

ቃለ መሕትት ኢሳያስን ሕቡእ መልእኽቱን…ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ህዝባውነት፡ ጽምዶ፡ ሓደ ጸላኢ 15 የካቲት 2023

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ውልቀ-መላኺ ኢሳያስ፡ ንኣርባዕተ ተኸታተልቲ ሰሙናት ዝኸይድ “ቃለ-መሕትት” ኣብታ እንኮ ተለቭዥን ኤርትራ ክገብር ጀሚሩ ኣሎ። ኣብቲ ንሰዓትን 20 ደቓይቕን ዝኸደ ቀዳማይ [...]