ቕልዕቲ ደብዳበ ናብ ሓው ተኽለሰንበት ተኽላይ ኮሚሽነር ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢ ከተማ ቦን ፡ ሃገረ ጀርመን

ጉዳይ፡ ተራ ኮሚሽነር ኣብ ንጥፈታት ጨንፈር ስዊዝ  ፈለማ፡ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ – ጨንፈር  ስዊዝ፡  አብ ሂወትካ ጥዕና፡ ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ ትምነ፡፡ [...]