Author
negash

ኣብ ኬንያ ዝተራእየ ውርደት ኢሳያስ ሕስረት ኤርትራውነት’ውን ኢዩ።

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብፕረዘደንት ዊልያም ሩቶ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት፡ ናብ ኬንያ ምብጻሕ ከምዝገበረን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሕቶታት ክልተኣዊ ውዕላት ከምዝተፈራረመን ዝገልጽ ሓበሬታ፡ [...]